A major data breach in Somalia's electronic visa system may have exposed personal information belonging to tens of thousands ...
እቶም ኣብ ኢንተርነት ዝተዘርግሑ ሰነዳት፡ ኣስማት፡ ስእልታት፡ ዕለተ ልደት፡ ኵነታት ሓዳር፡ ኣድራሻ ገዛን ኢመይልን ዘጠቓልሉ ምዃኖም ኤምባሲ ኣመሪካ ብሓሙስ ዘውጽኦ መግለጺ የመልክት። ...